መዓልታት ሕማማትን ተግባራትን ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ምስ መጋቤ ሃዲስ ብሩክ ተስፋይ። SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
-
- Nachrichten des Tages
መጋቢ ሓዲስ ብሩክ ተስፋይ ኣብ ሜልበርን ዝርከብ ደብረ ጽዮን ቅድስት ማርያም ቤተክርስቲያን ሓላፊ ስብከተ ወንጌል እዮም። ብኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ሰሙን ሕማማት ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ጸሎትን ስግደትን መዓልታት ዝምልከት ትርጉምን ኣብ ቤተ ክርስትያን ዝፍጸሙ ስርዓታትን ገሊጾም ኣለዉ።

24 Min.