498 episodes

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግር‪ኛ‬ SBS Audio

    • News

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

    ኣብ ኬንያ ዝጎሃሃር ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ:

    ኣብ ኬንያ ዝጎሃሃር ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ:

    ኣብ ኬንያ ኣንጻር እቲ መንግስቲ ኬንያ ዘቕረቦ ወሰኽ ምኽፋል ግብሪ ዝቐንዐ ተቓውሞታት ናብ ጎነጽ ኣምሪሑ ኣሎ ። ዛጊት እንተ ወሓደ 13 ሰባት ብፖሊስ ተቐቲሎም ፣ ብዙሓት ከኣ ቈሲሎም ኣለዉ ።

    • 6 min
    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ሰነ 2024)

    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ሰነ 2024)

    ኣባል ፓርላማ ሰልፊ ለበር ፍጥማ ፐይማን ዝወሰደቶ ስጉምቲ ኣብ ዉሽጢ ሰልፊ ለበር ቅቡል ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ሪቻርድ ማርለስ ገሊጹ ። ሚኒስተር ንግዲን ሃገራዊ ፍርያትን ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታት ዑደት ኣካይዱ። ዳርጋ ፍርቂ ሚልዮን ዝዀኑ ወይ ከኣ ሓደ ካብ ሓሙሽተ ነበርቲ ቓዛ ኣብ ከቢድ ስእነት መግቢ ከምዘለዉ ተፈሊጡ።

    • 4 min
    MiniPod: I’ve been everywhere | Pronunciation practice with Janice - ሓጻር ፖድካስት: I’ve been everywhere (ኣብ ኩሉ ቦታ ኔረ) | ምልምማድ ኣደማምጻ ቃላት ምስ ህብብቲ ጋዜጠኛ ጃኒስ ፒተርሰን

    MiniPod: I’ve been everywhere | Pronunciation practice with Janice - ሓጻር ፖድካስት: I’ve been everywhere (ኣብ ኩሉ ቦታ ኔረ) | ምልምማድ ኣደማምጻ ቃላት ምስ ህብብቲ ጋዜጠኛ ጃኒስ ፒተርሰን

    In this five-minute lesson you’ll improve your pronunciation by listening and following along with Janice Petersen. Learning objectives: Can pronounce /uː/ and /əʊ/ (flu and flow). - ኣብ'ዚ ናይ ሓሙሽተ ደቒቕ ኣስተምህሮ ንህብብቲ ጋዜጠኛ ቴሌቪዥን ኤስቢኤስ ጃኒስ ፒተርሰን ብምስማዕን ብምኽታልን ኣደማምጻና ከነመሓይሽ ንኽእል። ዕላማታት ናይ ሎሚ ኣስተምህሮ፣ ከመይ ጌርና ን /uː/ (ዩ) (ንኣብነት flu ክንብል እንከለና) ን /əʊ/ ን (ንኣብነት flow ክንብል እንከለና) ፈላሊና ነድምጾም፣

    • 7 min
    "ሓበሬታ እንተ ረኺበ ንስደተኛታት ምሕጋዝ ክቕጽሎ እየ።" ኣቶ ኣርኣያ ኪዳነ

    "ሓበሬታ እንተ ረኺበ ንስደተኛታት ምሕጋዝ ክቕጽሎ እየ።" ኣቶ ኣርኣያ ኪዳነ

    ነባሪ ሃገረ ካናዳ ኣቶ ኣር ኣያ ኪዳነ ኣብ ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ስደተኛታት (UNHCR) ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጽፍሕታት ዝሰርሐ እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝበጽሓሉ ብዛዕባ ዝሰርሖም ስራሓት ኣካፊሉና ኣሎ።

    • 13 min
    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሰነ 2024)

    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሰነ 2024)

    ንሎሚ 25 ሰነ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ መንበሪ ኣባይቲ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰል ክኸውን ናይ ውልቂ ኣባላት ፓርላማ ጸዊዖም ። መዓስከር ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ሩስያ ከምዘዕነወት ዩክሬን ገሊጻ። ኢጣልያ ምስ ክርኦሽያ 1-1 ወጺኣ ካብ ጉጅለኣ ናብቲ ዝቕጽል ግጥማት ሓሊፋ ።

    • 3 min
    ምምህርና፡ ዓስብን ዕድላትን ዝርከቦ ሞያ

    ምምህርና፡ ዓስብን ዕድላትን ዝርከቦ ሞያ

    ኣብ ብምሉኡ ትምህርታዊ ጕዕዞ ናይ ሓደ ሰብ ንገለ ዘድንቖን ኣር ኣያ ዝኾነን መምህር ይረክብ እዩ ። በቲ ካልእ ሸነኽ ከኣ ብዙሓት መምህራን ካብ ተመሃሮኦም ዘሐድስ መንፈስ ዝሕድሩሎም: ንለውጢ ትምህርቲ ዘተባብዑዎም ይረኽቡ ይዀኑ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መምህር ብምዃን ዝርከብ ዓስብን ዕድላትን ክንርእይ ኢና ፡ እዚ ድማ ናይ ሞያ ርግኣት ፡ ሞያዊ ምዕባለ ፡ ከምኡውን ኣበርክቶ ሕብረ ብዙሕ ባህሊ መምሃራን ኣብ መስርሕ ምምሃር ክንድህስስ ኢና። ።

    • 11 min

Top Podcasts In News

Genstart
DR
Q&CO på B.T.
B.T.
Tiden
DR
B.T. & det gode selskab
B.T.
Lyssky
DR
Borgerlig Tabloid
B.T.

You Might Also Like

More by SBS

Slow Italian, Fast Learning - Slow Italian, Fast Learning
SBS
SBS Bosnian - SBS na bosanskom jeziku
SBS
SBS Turkish - SBS Türkçe
SBS
SBS Thai - เอสบีเอส ไทย
SBS
SBS Portuguese - SBS em Português
SBS
SBS Burmese - SBS မြန်မာပိုင်း အစီအစဉ်
SBS