====== كلمات الحياة" ، "أخبار جيدة" ، "ترانيم الإنجيل" - اللغات الرئيسية ا

Eritrea Words of Life
====== كلمات الحياة" ، "أخبار جيدة" ، "ترانيم الإنجيل" - اللغات الرئيسية ا

====== "كلمات الحياة" ، "أخبار جيدة" ، "ترانيم الإنجيل" - اللغات الرئيسية المستخدمة في الدولة إذا إريتريا======(التيجرينيا ، تيغري ، تيجري مانساع ، عفار آف ، باجة ، بدوايت ، بدوي بني عامر ، بدوي: بني عامر ، ساهو ، أورومو ، أورومو (توليما) ، بيلين ،الصومالية والأمهرية والكوناما والعربية القياسية والعربية اليمنية والعربية التعزية العدنية والعربية التعزية العدنية والعربية التعزية العدنية والعربية الفلسطينية والعربية السودانية والعربية الحجازية والإنجليزية والإيطالية) ===="Words of Life", "Good News", "Gospel Songs" - Main Languages Spoken in State if Eritrea"=== ,Tigrinya, Tigre, Tigre Mansa', Afar Af, Beja, Bidhaawyeet,  Bedawi Beni-Amir, Bedouin: Bani-Amer Saho Oromo, Oromo(Tulema), Bilen, Somali, Amharic, Kunama, Arabic Standard, Arabic Yemen, Arabic Ta'izzi-Adeni El Odein, Arabic Ta'izziAdeni, Arabic Ta'izzi-Adeni Adeni,   Arabic Palestinian, Arabic Sudanese, Arabic Hijazi, English, Italiano====የህይወት ቃላት"፣ "የምስራች"፣ "የወንጌል መዝሙሮች" - በኤርትራ ከሆነ በግዛት የሚነገሩ ዋና ቋንቋዎ==== ትግሪኛ፣ ትግሬ፣ ትግሬ ማንሳ፣ አፋር አፍ፣ ቤጃ፣ ቢዳውየት፣ በዳዊ በኒ-አሚር፣ በዳዊን፣ ባኒ-አመር፣ ሳሆ፣ ኦሮሞ፣ ኦሮሞ(ቱለማ)፣ ቢለን፣ሶማሊኛ፣ አማርኛ፣ ኩናማ፣ አረብኛ ደረጃ፣ አረብኛ የመን፣ አረብኛ ታኢዚ-አዴኒ ኤል ኦዲን፣ አረብኛ ታኢዚ-አዴኒ፣ አረብኛ ታኢዚ-አዴኒ አዴኒ፣ አረብ ፍልስጤም፣ አረብ ሱዳናዊ፣ አረብኛ ሂጃዚ፣ እንግሊዘኛ፣ ጣሊያናዊ

  1. 15/12/2022

    "التيغرينيا - "يسوع مات لأجلنا.mp3

    Tigrinya - "Jesus Died for Us".mp3 / ትግርኛ - "ኢየሱስ ሞቶልናል" mp3 //ወንጌል ዮሐንስ 11 ቃል ብመጀመርታ ነበረ፡ እቲ ቓል ድማ ኣብ ኣምላኽ ነበረ፡ እቲ ቓልውን ኣምላኽ ነበረ።2 እዚ ብመጀመርታ ኣብ ኣምላኽ ነበረ።3 ብእኡ ዅሉ ዀነ፡ ካብቲ ዝዀነ ዘበለ ድማ ብዘይ ብእኡ ዝዀነ የልቦን።4 ህይወት ኣብኡ ነበረት፡ እታ ህይወት ከኣ ብርሃን ሰብ ነበረት።5 ብርሃንውን ኣብ ጸልማት የብርህ፡ ጸልማት ግና ኣይሓዞን።6 ዮሃንስ ዝስሙ ሰብኣይ ካብ ኣምላኽ ተልኢኹ ተንስኤ።7 ኵሎም ብእኡ ናብ እምነት ምእንቲ ኺበጽሑ፡ ብዛዕባ ብርሃን ኪምስክር ንሱ ንምስክር መጸ።8 ብዛዕባ ብርሃን ደኣ ኺምስክር መጸ እምበር፡ ንሱስ ብርሃን ኣይነበረን።9 እቲ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ዜብርህ ብርሃን ሓቂ ናብ ዓለም ይመጽእ ነበረ።10 ኣብ ዓለም ነበረ፡ ዓለምውን ብእኡ ዀነት፡ ዓለም ግና ኣይፈለጠቶን።11 ናብቶም ናቱ መጸ፡ እቶም ናቱ ኸኣ ኣይተቐበልዎን።12 ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።13 ንሳቶም ከኣ ካብ ኣምላኽ እምበር፡ ካብ ደም፡ ወይ ካብ ፍቓድ ስጋ፡ ወይ ካብ ፍቓድ ሰብኣይ ዘይተወልዱ እዮም።14 እቲ ቓል ስጋ ዀነ፡ ጸጋን ሓቅን መሊእዎ ኸኣ ኣባና ሐደረ። ክብረቱ ድማ ከም ክብሪ ናይቲ ሓደ ወዲ ነቦኡ ርኤና።15 ዮሃንስ ብዛዕባኡ መስከረ፡ እቲ ድሕረይ ዚመጽእ፡ ንሱ ቕድመይ ዝነበረ እዩ እሞ፡ ንሱ ቕድመይ ነበረ፡ እቲ ብዛዕባኡ ዝበልኩ ንሱ እዩ፡ ኢሉ ጨደረ።16-17 ሕጊ ብሙሴ ተውሂቡ እዩ እሞ፡ ጸጋን ሓቅን ግና ብየሱስ ክርስቶስ መጸ። እምብኣርከ ንሕና ዅላትና ኻብ ምልኣቱ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተቐበልና፡18 ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረኣዮ የልቦን፡ እቲ ኣብ ሕቝፊ ኣቦኡ ዘሎ ሓደ ወዲ፡ ንሱ ኣግሃዶ።

    4 min

About

====== "كلمات الحياة" ، "أخبار جيدة" ، "ترانيم الإنجيل" - اللغات الرئيسية المستخدمة في الدولة إذا إريتريا======(التيجرينيا ، تيغري ، تيجري مانساع ، عفار آف ، باجة ، بدوايت ، بدوي بني عامر ، بدوي: بني عامر ، ساهو ، أورومو ، أورومو (توليما) ، بيلين ،الصومالية والأمهرية والكوناما والعربية القياسية والعربية اليمنية والعربية التعزية العدنية والعربية التعزية العدنية والعربية التعزية العدنية والعربية الفلسطينية والعربية السودانية والعربية الحجازية والإنجليزية والإيطالية) ===="Words of Life", "Good News", "Gospel Songs" - Main Languages Spoken in State if Eritrea"=== ,Tigrinya, Tigre, Tigre Mansa', Afar Af, Beja, Bidhaawyeet,  Bedawi Beni-Amir, Bedouin: Bani-Amer Saho Oromo, Oromo(Tulema), Bilen, Somali, Amharic, Kunama, Arabic Standard, Arabic Yemen, Arabic Ta'izzi-Adeni El Odein, Arabic Ta'izziAdeni, Arabic Ta'izzi-Adeni Adeni,   Arabic Palestinian, Arabic Sudanese, Arabic Hijazi, English, Italiano====የህይወት ቃላት"፣ "የምስራች"፣ "የወንጌል መዝሙሮች" - በኤርትራ ከሆነ በግዛት የሚነገሩ ዋና ቋንቋዎ==== ትግሪኛ፣ ትግሬ፣ ትግሬ ማንሳ፣ አፋር አፍ፣ ቤጃ፣ ቢዳውየት፣ በዳዊ በኒ-አሚር፣ በዳዊን፣ ባኒ-አመር፣ ሳሆ፣ ኦሮሞ፣ ኦሮሞ(ቱለማ)፣ ቢለን፣ሶማሊኛ፣ አማርኛ፣ ኩናማ፣ አረብኛ ደረጃ፣ አረብኛ የመን፣ አረብኛ ታኢዚ-አዴኒ ኤል ኦዲን፣ አረብኛ ታኢዚ-አዴኒ፣ አረብኛ ታኢዚ-አዴኒ አዴኒ፣ አረብ ፍልስጤም፣ አረብ ሱዳናዊ፣ አረብኛ ሂጃዚ፣ እንግሊዘኛ፣ ጣሊያናዊ

To listen to explicit episodes, sign in.

Stay up to date with this show

Sign in or sign up to follow shows, save episodes and get the latest updates.

Select a country or region

Africa, Middle East, and India

Asia Pacific

Europe

Latin America and the Caribbean

The United States and Canada