1 episode

ኣብዚ ፓድ ካስት እዚ፣ኣብዚ ባዕልና ዝሰራሕናዮም፣ወይ ከኣ ይጠቅም ኢዩ፣ይሃንጽ ኢዩ ዝበልናዮ ዝተፈላለየ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ኣውድዮታት በብግዜኡ ናብ ሰማዕቲ ንፍኑ.ነብይ ኣሞጽ ኣብ ኣሞጽ8,11 እግዚኣብሄር ጥሜት ናብ ምድሪ ዝሰደለን መዓልታት ከም ዝመጻ፡እቲ ጥሜት ግና ናይ መግቢ ወይ ናይ መስተ ዘይኮነስ፣ጥሜት ናይ ምስማዕ ቃል ኣምላኽ ምዃኑ ይዛረብ.ኣብዚ ክነስተውዕሎ ዝግብኣና እምበኣር ቃል ኣምላኽ ኣይኮነን ውሒዱ ሰብ ዝጠሚ ዘሎ፡እቲ ነቲ ጥዑይ ቃል ዝሰምዕ ሸውሃት ግና ይጠፍ እ፣እቲ ሸውሃት እቲ ምስ ጠፍአ ኸኣ ጥሜትና ንምርዋይ ናብ ጃንክ መግቢ ንኸይድ.ኣብዚ ፖድካስት እዚ እምበኣር ብዝተኻእለ መጠን ጥዑይ መንፈሳዊ መኣዛታት ዘለዎም፣ግዝያዊ ዕግበት ዘይኮነስ ንክርስቶስ ክንመስል ዝሕግዙና ትሕዝቶታት ይቐርቡ.
በብ እዋኑ እንለቆም ትሕዝቶታት መታን ብዘይምቁራጽ ክበጽሕኩም፡ብምሕረት ኣምላኽ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ክቡር ዕድሜና ኢዪ-ጎይታ ይባርኽኹም

Amos Seare

    • Religion & Spirituality

    David: an honest man

    David: an honest man

    Teaching by :Brother Zacpoonen.

    • 1 hr 23 min

Top Podcasts In Religion & Spirituality

Joel Osteen Podcast
Joel Osteen, SiriusXM
FBCG Live with Pastor John K. Jenkins Sr.
John K. Jenkins Sr.
Bible in a Year with Jack Graham
Pray.com
قصص الميلاد
Podeo | بوديو
Dag Heward-Mills
Dag Heward-Mills
Joyce Meyer Enjoying Everyday Life® TV Audio Podcast
Joyce Meyer