2 episodes

እዛ መደብ ሓፈሻዊ ን ተዛራቢ ትግርኛ፡ ይጠቅም እዩ ዝተባህለ፡ ኣብ ቢዝነስ፡ ውልቃዊ ዕቤት፡ ልምዲ፡ ወፍሪ ካልእን ዛዕባ ተዳሉ።

BIETNA ONLINE MASTERY Ermias Russom

    • Education

እዛ መደብ ሓፈሻዊ ን ተዛራቢ ትግርኛ፡ ይጠቅም እዩ ዝተባህለ፡ ኣብ ቢዝነስ፡ ውልቃዊ ዕቤት፡ ልምዲ፡ ወፍሪ ካልእን ዛዕባ ተዳሉ።

    ኣብ ህይወት ኣዝዮም ኣገደስቲ ክንፈልጦም ዝግብኣና ዘይክሓዱ ሓቅታት!

    ኣብ ህይወት ኣዝዮም ኣገደስቲ ክንፈልጦም ዝግብኣና ዘይክሓዱ ሓቅታት!

    ኣብዛ ሒዘልኩም መጺአ ዘለኹ ኣርእስቲ፡ ኣብ ህይወት ኣዝዮም ኣገደስቲ፡ ሸለል ኢልካ ክትሓልፎም ዘይግበኣካ ክንፈልጦም ዝግብኣና 8 ኣገደስቲ ነጥብታት ሒዘ ቀሪበ ኣለኹ። ነዞም ኣገደስቲ ነጥብታት ተገዲስና ሰሚዕናን ተረዲእናን ኣብ ግብሪ ምስ ነውዕሎም፡ ሓደ ስጉምቲ ኣብ ህይወትና ኬድና ከም ዘለና ንውሰዶ።

    • 5 min
    BIETNA ONLINE MASTERY OVERVIEW

    BIETNA ONLINE MASTERY OVERVIEW

    ሰላም ሰላም ክቡራት ሰማዕትና፡ እዛ ተዳልያ ዘላ ናይ ድምጺ ሓበሬታ መደብ፡ ሓፈሻዊ BIETNA ONLINE MASTERY እተዳልዎ መደብ እዩ።

    ናይ ሎሚ መደብና፡ ነዛ ናይ ኢንተርነት ቤት-ትምህርትና እተዳልዎ መደብ ኢና ሒዝናልኩም መጺእና ዘሎና። እቲ ቀንዲ ዛዕባ ኸኣ፡ ፍሉይነታ ናይዛ ቤት-ትምህርቲ እዩ። ንከታተላ፡ ነውርዳ፡ ንዘድልዮም ከኣ ዘርግሕዋ።

    • 23 min

Top Podcasts In Education

بودكاست خير جليس
بودكاست خير جليس
All Ears English Podcast
Lindsay McMahon and Michelle Kaplan
La vie suffit !
Chloé Bloom
Reussir mes concours
Jessie
Naza
Naza H Lopez
Change ma vie : Outils pour l'esprit
Clotilde Dusoulier