
ኢትዮጵያ ንዋዕላ ክሊማ 2027 ከተዳሉ'ያ፡ ዑመር ገለ ንሻድሻይ እብረ ፕረሲደንት ክኸውን......ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (12 ሕዳር 2025)
** ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ እስላማባድ ኣብ ኣፍደገ ቤት ፍርዲ ፡ 12 ሰባት ዝቐተለን ብዙሓት ዘቝሰለን ርእሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ኮኒኑ... ** ክፍለ ግዝኣት ቪክቶርያ ነቶም ዓመጽ ዝፍጽሙ መንእሰያት ዒላማ ዝገብር ሕግታት ተተኣታቱ ፣... ** ኢትዮጵያ ን መቐናቕንታ ናይጀሪያ ብምስዓር ጉባኤ ክሊማ 2027 ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት (COP32) ከተአንግድ እያ።
信息
- 节目
- 频道
- 频率一日一更
- 发布时间2025年11月12日 UTC 02:51
- 长度8 分钟
- 分级儿童适宜