1 hr 10 min

"ባህጊ"- ጽዋ ነጸብራቕ ኵዉንነትን መጻኢትን ኤርት‪ራ‬ Emkulu's Podcast

    • Books

ጽዋ "ባህጊ"፡ ኣብ ዝሓለፋ ሒደት ሳምንቲ፡ ብእንግሊዝኛ ተተርጒማ ብመገዲ ኣብ ሽወደን ዝርከብ ኣሕታሚ Black Island ንንባብ በቒዓ ኣላ። በዚ ኣጋጣሚ፡ ደራሲ'ዛ ጽዋ ተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ከምኡ'ውን ሴፉ ኣብርሃምን፡ እታ መጽሓፍ ብኸመይ ክዉን ከም ዝዀነትን ንሓፈሻዊ ትሕዝቶኣን ዝምልከት ተዛትዮም ኣለዉ።