10 episodes

ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝዳሉ ብሓፈሻ ኣብ ስነ-ጥበብ፡ ብፋልይ ድማ ኣብ ስነ-ጽሑፍ፡ ሕብረተ-ሰብን ባህሊን ዝተኵር ናይ ፖድካስት መደብ።

Emkulu's Podcast Emkulu

    • Arts

ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝዳሉ ብሓፈሻ ኣብ ስነ-ጥበብ፡ ብፋልይ ድማ ኣብ ስነ-ጽሑፍ፡ ሕብረተ-ሰብን ባህሊን ዝተኵር ናይ ፖድካስት መደብ።

    ”ፍቕሪ ወይኸኣ ሞት”- ስለ ፍቕሪ ሞት እትጽንብልን ስለ ስደት እትደጐዕን መጽሓፍ ቅኔት

    ”ፍቕሪ ወይኸኣ ሞት”- ስለ ፍቕሪ ሞት እትጽንብልን ስለ ስደት እትደጐዕን መጽሓፍ ቅኔት

    "ፍቕሪ ወይኸኣ ሞት" - ስለ ፍቕሪ ሞት እትጽንብል፡ስለ ስደት እትደጐዕ፡ስለ ስቓይ ጕዕዞ ሰሃራ ኣብ ኣእምሮ ነባቢ ዝሰኣሉ ሕብሪታት ዝቐረበት መጽሓፍ ቅኔት ምዃና፡ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤልን ፍቕረይ የማነን ኣብ ናይ ሎሚ ዘተና የብርሁ።

    • 1 hr 22 min
    ”እቲ ኣብ 1990ታት ዝዓንበበ ተዋስኦ መድረኽ ትግርኛ፡ ድሕሪ 2000ሓታ መዳምቕቲ በዓላት ኰይኑ‘ዩ ተሪፉ፡” ሳሙኤልመንግስትኣብ

    ”እቲ ኣብ 1990ታት ዝዓንበበ ተዋስኦ መድረኽ ትግርኛ፡ ድሕሪ 2000ሓታ መዳምቕቲ በዓላት ኰይኑ‘ዩ ተሪፉ፡” ሳሙኤልመንግስትኣብ

    • 1 hr 1 min
    "ባህጊ"- ጽዋ ነጸብራቕ ኵዉንነትን መጻኢትን ኤርትራ

    "ባህጊ"- ጽዋ ነጸብራቕ ኵዉንነትን መጻኢትን ኤርትራ

    ጽዋ "ባህጊ"፡ ኣብ ዝሓለፋ ሒደት ሳምንቲ፡ ብእንግሊዝኛ ተተርጒማ ብመገዲ ኣብ ሽወደን ዝርከብ ኣሕታሚ Black Island ንንባብ በቒዓ ኣላ። በዚ ኣጋጣሚ፡ ደራሲ'ዛ ጽዋ ተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ከምኡ'ውን ሴፉ ኣብርሃምን፡ እታ መጽሓፍ ብኸመይ ክዉን ከም ዝዀነትን ንሓፈሻዊ ትሕዝቶኣን ዝምልከት ተዛትዮም ኣለዉ።

    • 1 hr 10 min
    2ይ ክፋል ዘተ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ግጥምታት ይርጋኣለም ፍስሃ

    2ይ ክፋል ዘተ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ግጥምታት ይርጋኣለም ፍስሃ

    ዘተ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ'ቶም ብ2019 ኣብ ዝተሓትመት "ኣለኹ" እትብል መጽሓፍ ይርጋኣለም ፍስሃ ዝርከቡ ግጥምታት። ተዛተይቲ፡ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም፡ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል፡ ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም።A discussion on human rights in Yirgalem Fisseha's poems from her 2019 book of poetry collection "Aleku". Discussants Yirgalem Fisseha, Dr. Nazareth Amlesom, Fr. Yonas Wolderufael, and Tedros Abraham.

    • 54 min
    ዘተ ብዛዕባ ጕዳይ ደቀንስትዮ ኣብ ግጥምታት ይርጋኣለም ፍስሃ

    ዘተ ብዛዕባ ጕዳይ ደቀንስትዮ ኣብ ግጥምታት ይርጋኣለም ፍስሃ

    ዘተ ብዛዕባ ጕዳይ ደቀንስትዮ ኣብ'ቶም ብ2019 ኣብ ዝተሓትመት "ኣለኹ" እትብል መጽሓፍ ይርጋኣለም ፍስሃ ዝርከቡ ግጥምታት። ተዛተይቲ፡ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም፡ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል፡ ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም።A discussion on women's issue in Yirgalem Fisseha's poems from her 2019 book of poetry collection "Aleku". Discussants Yirgalem Fisseha, Dr. Nazareth Amlesom, Fr. Yonas Wolderufael, and Tedros Abraham.

    • 54 min
    ዘተ ብዛዕባ ሓጻር ዛንታ "ጸሊም ግመ" ካብ "ንጉስ ገበን" ብደንደን ሰለሙን | A discussion on "Tselim Gime" a short story from "Nigus Geben" by Denden Solomon

    ዘተ ብዛዕባ ሓጻር ዛንታ "ጸሊም ግመ" ካብ "ንጉስ ገበን" ብደንደን ሰለሙን | A discussion on "Tselim Gime" a short story from "Nigus Geben" by Denden Solomon

    ዘተ ብዛዕባ ሓጻር ዛንታ "ጸሊም ግመ" ካብ "ንጉስ ገበን" ብደንደን ሰለሙን። ተዛተይቲ፡ድረኣሲ ደንደን ሰለሙን፡ተስፊት ኣብርሃም፡ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም።
    A discussion on Denden Solomon's short story "Tselim Gime" from his book, a collection of short stories, "Nigus Geben". Discussants Denden himself, Tesfie Abraham, and Tedros Abraham.

    • 1 hr 10 min

Top Podcasts In Arts

99% Invisible
Roman Mars
Q with Tom Power
CBC
The Moth
The Moth
Glad We Had This Chat with Caroline Hirons
Wall to Wall Media
Fresh Air
NPR
Jay Du Temple discute
Jay Du Temple