50 épisodes

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America VOA

    • Actualités

ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 26 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 26, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 26 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 26, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 26 ሚያዝያ 2024

    ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ምትፍናን ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ብዘተ ክዓርፍ ይጽውዕ

    ስድራቤት እሱራት ወተሃደራት ደሃይ ይሓቱ፡ መላሲ ግን የሎን

    ርኽብ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣመሪካ ምስ ፕረዚደንት ቻይና

    • 30 min
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 25 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 25, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 25 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 25, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 25 ሚያዝያ 2024

    ስድራ ግዳያት ዝወደቐት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክሲ ክምስረት ይሓቱ

    ኣብ ጎንደር ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ፋኖን ብዝተኻየደ ውግእ 5 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ

    መደብ ጥዕና የጠቓልል።

    • 29 min
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 24, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 24, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 24 ሚያዝያ 2024

    ኮሚሽን ልዝብን ምኽክርን ኢትዮጵያ ንዕጡቓት ኣካል ዝርርብ ክዀኑ ይጽውዕ፡ ኣመሪካ ድጋፋ ትገልጽ፡ ሓይሊ ባሕሪ ቱርኪዬ ኣብ ሶማል ይበጽሕ

    ኣምንስቲ ዓመታዊ ጸብጻብ የውጽእ

    መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን - ኣብነታዊት ሓረስታይ ኣብ ኤርትራ የጠቓልል።

    • 29 min
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 23 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 23, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 23 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 23, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 23 ሚያዝያ 2024

    ዓመታዊ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ኣመሪካ -- ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣሰካፊ ተርእዮ፥
    21 ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ጂቡቲ ሞይቶም፡ ደሃይ ካልኦት 23 ድማ ኣይተፈልጠን፥ ጉጅለታት ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብሪጣንያ ንዝመደበቶን ባይቶ ዝደገፎን ምግዓዝ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ይነቕፉ

    ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣሰፋ ተኸስተ

    • 29 min
    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ 22 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 22, 2024

    ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ 22 ሚያዝያ 2024 - ሚያዝያ 22, 2024

    መግለጺ ኤምባሲታት ሃገራት ጉጅለ-7 ኣብ ጉዳይ ክልል ኣምሓራን ትግራይን፡ መግለጺ ኢዜማ

    ኣብ እምባታት ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተላዕለ ባርዕ

    መደብ ስፖርትን ኣብ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ 22 ሚያዝያ 2024

    • 29 min
    ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሚያዝያ 21, 2024

    ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ሚያዝያ 21, 2024

    ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው።
    ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ።

    • 29 min

Classement des podcasts dans Actualités

LEGEND
Guillaume Pley
Les Grosses Têtes
RTL
Les actus du jour - Hugo Décrypte
Hugo Décrypte
L’Heure du Monde
Le Monde
C dans l'air
France Télévisions
Global News Podcast
BBC World Service

D’autres se sont aussi abonnés à…

Plus par Voice of America

VOA Learning English Podcast - VOA Learning English
VOA Learning English
U.S. History - VOA Learning English
VOA Learning English
Everyday Grammar - VOA Learning English
VOA Learning English
American Stories - VOA Learning English
VOA Learning English
Arts & Culture - VOA Learning English
VOA Learning English
Words and Their Stories - VOA Learning English
VOA Learning English