29 min

"ውድቐት" ፡ Lessons from the fall of king David‪.‬ Bridge Podcast

    • Christianity

ካብ ምውዳቕ ንጉስ ዳዊት እንምሃሮ እንታይ እዩ ? ሎሚ ብከመይ ጥንቓቐ ክንመላለስ እዩ ዝግብኣና ? ኣብቲ ምምላስና ምጥዓስና ፡ ምሕረት ኣምላኣኽ ኣብቲ ውድቐትና ይግለጽ ፡ ንሱ ድማ በቲ ብክርስቶስ ኣብ መስቀል ዝተፈጸመ ውዕለት ኢና ንረኽቦ ። ስለዚ ሎሚ ኣበሳናን ሓጥያትናን ኣብ ቕድሚ የዕንቲ እግዝኣብሄር ክንክውል ክንዓብጦ ጭራሽ ኣይክኣልንዩ ፡ ካብ ውርደት ውድቐትናሲ ኣብ ቕድሚ ኣምላኽ ብግሉጽ ብጣዕሳን ንስሓን ምስ እንምለስ እዩ ፡ ንሱ በቲ ኣብ መስቀል ዝፈሰሰ ደም ክርስቶስ ካብ ኩሉ ሓጥያትናን ኣበሳና ክንጽሃና እሙንን ጻድቕን እዩ ።