7 episodes

Build up each other.

Bridge Podcast Kibri Seb

    • Religion & Spirituality

Build up each other.

    እትቃለስ እምነት

    እትቃለስ እምነት

    እትቃለስ እምነት ፡ እብራውያን 11፥24-27

    • 37 min
    February 23, 2020

    February 23, 2020

    • 34 min
    ገጻት ቤተ ክርስትያን The Church of Christ

    ገጻት ቤተ ክርስትያን The Church of Christ

    ገጻታ
    ቤተ ክርስትያን
    # ምስላ ስርናይን ክርዳድን
    ማቴዎስ 13:24-30 # ግህድቲ ግና ድማ ስውርቲ
    #ዞባዊት ግና ድማ ኣድማሳዊት
    #
    ትካል ግና ድማ ተኽሊ
    " ምስሊ ቤተ ክርስትያን
    " #ህንጻ | ኣካል
    ማቴ 16:18; መዝ 118:22 (መሰረት)
    ቆሎ 1:18 (ርእሲ)
    ሮሜ 12:5 (ኣካል) ኩሉ ኣማኒ #ጾር
    #ጸጋ #ግደ ኣለዎ ። ቤተ ክርስትያን ቅርጺ ዘለዋ ህያው ኣካል ክርስቶስ እያ ።

    • 42 min
    "ውድቐት" ፡ Lessons from the fall of king David.

    "ውድቐት" ፡ Lessons from the fall of king David.

    ካብ ምውዳቕ ንጉስ ዳዊት እንምሃሮ እንታይ እዩ ? ሎሚ ብከመይ ጥንቓቐ ክንመላለስ እዩ ዝግብኣና ? ኣብቲ ምምላስና ምጥዓስና ፡ ምሕረት ኣምላኣኽ ኣብቲ ውድቐትና ይግለጽ ፡ ንሱ ድማ በቲ ብክርስቶስ ኣብ መስቀል ዝተፈጸመ ውዕለት ኢና ንረኽቦ ። ስለዚ ሎሚ ኣበሳናን ሓጥያትናን ኣብ ቕድሚ የዕንቲ እግዝኣብሄር ክንክውል ክንዓብጦ ጭራሽ ኣይክኣልንዩ ፡ ካብ ውርደት ውድቐትናሲ ኣብ ቕድሚ ኣምላኽ ብግሉጽ ብጣዕሳን ንስሓን ምስ እንምለስ እዩ ፡ ንሱ በቲ ኣብ መስቀል ዝፈሰሰ ደም ክርስቶስ ካብ ኩሉ ሓጥያትናን ኣበሳና ክንጽሃና እሙንን ጻድቕን እዩ ።

    • 29 min
    ጥምቀት የሱስ - ኢሰ 43፥1-4 ፥ ግ.ሃ 8፥14-17 ፡ ማር 9፥9-11

    ጥምቀት የሱስ - ኢሰ 43፥1-4 ፥ ግ.ሃ 8፥14-17 ፡ ማር 9፥9-11

    3ተ ዓይነት ጥምቀት - ናይ መከራ ጥምቀት ፡ ናይ ማይ ጥምቀት ፡ ናይ መንፈስ ቕዱስ ጥምቀት ። ****^^^^**** ማርቆስ 1 (Mark)
    9፤ በቲ ቕነ እቲ ዀነ፡ የሱስ ካብ ናዝሬት ናይ ገሊላ መጸ፡ ብዮሃንስ ከኣ ኣብ ዮርዳኖስ ተጠምቀ።
    10፤ ካብ ማይ ምስ ወጸ፡ ብኡብኡ ሰማያት ኪኽፈታ፡ መንፈስ ድማ ከም ርግቢ ኺወርድ ከሎ ረአየ።
    11፤ ካብ ሰማይ ከኣ፡ ብኣኻ ዝሰመርኩ ፍትዊ ወደይ ንስኻ ኢኻ፡ ዚብል ድምጺ መጸ።
    12፤ መንፈስ ከኣ ብኡብኡ ናብ በረኻ ኣውጽኦ።
    13፤ ኣብቲ በረኻ ድማ፡ ሰይጣን እናፈተኖ፡ ኣርብዓ መዓልቲ ጸንሔ። ምስ ኣራዊት ከኣ ነበረ፡ መላእኽቲውን ኣገልገልዎ።

    • 27 min
    " ቤት ኣምላኽ"

    " ቤት ኣምላኽ"

    ቃል ኣምላኽ መዓልቲ ሰንበት 04/01/2020 ፡ ኣርእስቲ ፡ ቤት ኣምላኽ መበገሲ ጥቅሲ ፡ ዮሃንስ 2 ፡19 የሱስ ድማ፥ ነዛ ቤተ መቕደስ እዚኣ ኣፍርስዋ፡ ኣነ ኸኣ ብሰለስተ መዓልቲ ኸልዕላ እየ፡ ኢሉ መለሰሎም።

    • 32 min

Top Podcasts In Religion & Spirituality

Sauap Подкаст: Уағыздар
Үздік ислами қосымша
Қазақша уағыздар
Kazakh Islamic Podcast
Mihrab.KZ
Mihrab.KZ
umma.ru - достоверно об Исламе
Шамиль Аляутдинов
Mishary Rashid Alafasy
Muslim Central
تدبر القرآن
أ.د. رقية طه العلواني