6 min.

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ግንቦት 2024‪)‬ SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

    • Dagelijks nieuws

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * እስራኤል ወራራ ኣብ ልዕሊ ራፋሕ ኣብ ዝቐጸለትሉ ተወሳኺ ምውጻእ ፍልስጤማውያን ትእዝዝ፣ * ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ኣብ ግዝኣት ወስተርን ኣውስትራልያ ን1300 ሰባት ብዘይመብራህቲ ኣትሪፍዎም፡ * ሰበስልጣን ሩስያ ሓይልታቶም ሓሙሽተ ቁሸታት ኣብ ዞባ ኻርኪቭ ናይ ዩክረይን ከምዝተቖጻጸሩ ገሊጾም፡ * ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ምቅይያራት ክሊማ ዝፈጠርዎም ምዕልቕላቓት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ልዕሊ 600 ሽሕ ሰባት ክፈናቐሉ ገይሮም ይብል።

Meer van SBS

SBS Dutch - SBS Nederlands
SBS
SBS Korean - SBS 한국어 프로그램
SBS
SBS Turkish - SBS Türkçe
SBS
SBS Mandarin - SBS 普通话电台
SBS
SBS Russian - SBS на русском языке
SBS
SBS Dari - اس بی اس دری
SBS