ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ግንቦት 2024) SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
-
- Dagelijks nieuws
ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ኣብቲ ምስ U-S ዘለዎ ዝምድና ሓርፊፉ ይርከብ ዝብል ትሒምትሒም ከዋድቖ ፈቲኑ። ፖለቲከኛታት ፡ ኣብ ምዕራባዊ ሲድኒ ዝርከብ ባይቶ ናይ ሓደ ካውንስል፡ ናይ ተመሳሳሊ ጾታ ዘለዎም ወለዲ ትሕዝቶ ዘለዎም መጻሕፍቲ ምእጋዱ ኮኑኖም ። ዳግመ ህንጸት ታሪኻዊ መስጊድ ኣልነጃሺ ንምስላጥ ዝዓለመ ዋዕላ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

15 min.