ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ - Voice of America VOA
-
- Nieuws
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 1,2021
-
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 ግንቦት 2024 - ግንቦት 06, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 ግንቦት 2024
ሰራዊት ህጹጽ ወሃብ ድጋፍ ሱዳን ንህወሓት ይኸስ ስ፡ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ነቲ ክሲ ይነጽግ
ኣብ ክልል ጋምቤላ ዕጡቓት ሽውዓተ ሰባት ኣቑሲሎም
ዜና ስፖርትን
ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል -
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት - ግንቦት 05, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው።
ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ። -
ፈነወ ትግርኛ ቀዳም - ግንቦት 04, 2024
ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ይፍነው።
ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር፥ እዋናዊ ጉዳያትን ሰሙናዊ መደባት'ውን የጠቓልል ።ቀዳምን ሰንበትን ኣብቲ ሰሙን ዝተፈነው መደባት ብምድጋም ፈነወ ቛንቛ ትግርኛ ይኻየድ። -
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ግንቦት 2024 - ግንቦት 03, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ግንቦት 2024
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ንጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ይነጽግ
ኣዲስ ኣበባ ፡፡ ሓሙሽተ ኣገልገልቲ ቤተክርስትያን ተኣሲሮም
ቃለ መሕች ንዝኽሪ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምስ በዓል ሞያ ሚድያ መኮነን ምስግና -
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 2 ግንቦት 2024 - ግንቦት 02, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 2 ግንቦት 2024
ቤት ፍርዲ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣብ ልዕሊ እሱር ቀሺ በላይ፡ ኣኽባር ሕጊ ክሲ ክምስርት ይሓትት
ክልል ጋምቤላ -- ዝተጨወዩ ህፃናት ይምለሱ
ባይቶ ኣመሪካ፡ ኣፈጉባኤ ጆንሶን ክቕጽል እንተዀይኑ ዝመጽእ ሰሙን ድምጺ ክህብ’ዩ
መደብ መንእሰያትን የጠቓልል። -
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 ግንቦት 2024 - ግንቦት 01, 2024
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 ግንቦት 2024
ምላሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንተሪር ስጉምቲ ቪዛ ሕብረት ኣውሮጳ
ሕብረት ኣፍሪቃ ገንዘቡ ካብ ምዝራፍ ከም ዘፍሸለ ይገልጽ
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቁጽሪ ተሳፈርቱ ብ30% ከዕቢ ትጽቢት ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ
መግለጺ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ