5 min

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሚያዝያ 2024‪)‬ SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

    • Daily News

ኣርእስታት ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 23 ሚያዝያ 2024፡ ብ ቢልዮነር ኤሎን ማስክ ዝውነን ማሕበራዊ መራኸቢ ኤክስ (X ) ፡ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝተሓሓዝ ምስልታት ቪድዮ ካብቲ ማሕበራዊ መራኸቢ ክኣልዮ ተሓቲቱ። መስርሕ ምጥራዝ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ኣብዝመጽእ ወርሓት ሳመር ከምዝጅምር ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ሩሺ ሱናክ ገሊጹ። ዝተኸልከሉ መነቓቕሒ መድሃኒታት ወሲዳ ዝተረኸበት ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ንሓሙሽተ ዓመት ካብ ውድድር ኣትሌቲክስ ተኣጊዳ።

More by SBS

Slow Italian, Fast Learning - Slow Italian, Fast Learning
SBS
SBS Italian - SBS in Italiano
SBS
SBS Japanese - SBSの日本語放送
SBS
SBS Arabic24 - أس بي أس عربي۲٤
SBS
Khoresht-e Tech - خورشت تکنولوژی
SBS
SBS Korean - SBS 한국어 프로그램
SBS