10 min

ናይ ብሕቲ ኢንሹራንስ ጥዕና የዋጽእ ዶ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ‪)‬ SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

    • Daily News

ኣውስትራሊያውያን ጽፉፍን ብቑዕን ዝኾነ ኣገልግሎት ህዝባዊ ሓለዋ ጥዕና ብምርካብ ካብ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ካብ ዘለዉ ህዝብታት ዉሑዳት ዕድለኛታት ዝኾኑ እዮም ። ብተወሳኺ ናይ ግሊ ሓለዋ ጥዕና ውሕስና ኢንሹራንስ ምኽፋል መማረጺ ኣሎ ፤ እዚ ኣማራጺ ናብ ሆስፒታላትን ክኢላታትን ከይድካ ኣገልገሎት ንምርካብ ዝሓጸረ ናይ ምጽባይ ዕድልን ኣማራጽታትን ዝህበካ እዩ ። 55 ካብ ሚእቲ ኣውስትራሊያውያን ናብ ምዉል ክንክን ጥዕና ወይ health fund, ክጽንበሩ ይመርጹ ፤ እዚ ምስ ኩነታትካ ዝሰማማዕ እንተ ኾይኑ ኣብ ግምት ክኣቱ ጠቓሚ እዩ ።

More by SBS

Slow Italian, Fast Learning - Slow Italian, Fast Learning
SBS
SBS Japanese - SBSの日本語放送
SBS
Khoresht-e Tech - خورشت تکنولوژی
SBS
SBS Spanish - SBS en español
SBS
SBS French - SBS en français
SBS
SBS Arabic24 - أس بي أس عربي۲٤
SBS