13 min

ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሚያዝያ 2024‪)‬ SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

    • Daily News

ኣርእስታት ዜና፥ ኣብቲ ኣብ ሲድኒ ዘጋጠመ ዘስካሕክሕ መጥቃዕቲ ፡ ኣብቲ እዋን ተወጊኣ ሆስፒታል ዝኣተወት ጓል ትሽዓተ ወርሒ ህጻን ካብ ሆስፒታል ወጺኣ ። ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ፡ ነቲ ኣመሪካ ወተሃደራዊ ኣሃዱታት እስራኤል ምግሃስ መሰላት ፈጺሞም ኢላ ክትትግብሮ ወጢናቶ ዘላ እገዳታት ከም ዝቃለሶ ገሊጹ ። ሚኒስትሪ ፋይናንስን ሃገራዊ ልምዓትን ኤርትራ ምስ ሕቡራት ሃገራት ልምዓታዊ ስምምዕ ፈሪሙ፡

More by SBS

Slow Italian, Fast Learning - Slow Italian, Fast Learning
SBS
SBS Italian - SBS in Italiano
SBS
SBS Japanese - SBSの日本語放送
SBS
SBS Arabic24 - أس بي أس عربي۲٤
SBS
Khoresht-e Tech - خورشت تکنولوژی
SBS
SBS Korean - SBS 한국어 프로그램
SBS