6 min

ጉዳይ ደ/ትግራይን ጸለምትን ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት ክውዳእ፣ ም/ትግራይ ድማ ክሳብ ሰነ 2016 ክፍጸም ምዃኑ ተገሊጹ። (ጸብጻብ‪)‬ SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

    • Daily News

ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮጳ ንዘንበሮ እገዳ ቪዛ ተቓዊማ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልተ ሰበስልጣን መንግስቲ ዝርከብዎም ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም። ጉዳይ ደቡብ ትግራይን ጸለምትን ክሳብ መወዳእታ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ግንቦት ክውዳእ፣ ምዕራብ ትግራይ ድማ ክሳብ መወዳእታ ሰነ 2016 ክፍጸም ምዃኑ ተገሊጹ። ሕብረት ኣፍሪቃ ካብ ካዝናኡ ሽዱሽተ ሚልዮን ዶላር ንጉሓል ዝተገበረ ፈተነ ከም ዘፍሸሎ ኣፍሊጡ።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና፡

More by SBS

Slow Italian, Fast Learning - Slow Italian, Fast Learning
SBS
SBS Japanese - SBSの日本語放送
SBS
Khoresht-e Tech - خورشت تکنولوژی
SBS
SBS Spanish - SBS en español
SBS
SBS French - SBS en français
SBS
SBS Vietnamese - SBS Việt ngữ
SBS