499 afleveringen

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግር‪ኛ‬ SBS Audio

    • Nieuws

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ግንቦት 2024)

    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ግንቦት 2024)

    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * እስራኤል ወራራ ኣብ ልዕሊ ራፋሕ ኣብ ዝቐጸለትሉ ተወሳኺ ምውጻእ ፍልስጤማውያን ትእዝዝ፣ * ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ኣብ ግዝኣት ወስተርን ኣውስትራልያ ን1300 ሰባት ብዘይመብራህቲ ኣትሪፍዎም፡ * ሰበስልጣን ሩስያ ሓይልታቶም ሓሙሽተ ቁሸታት ኣብ ዞባ ኻርኪቭ ናይ ዩክረይን ከምዝተቖጻጸሩ ገሊጾም፡ * ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ምቅይያራት ክሊማ ዝፈጠርዎም ምዕልቕላቓት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ልዕሊ 600 ሽሕ ሰባት ክፈናቐሉ ገይሮም ይብል።

    • 6 min.
    ሓጻር ፖድካስት: Kookaburra song (ደርፊ/መዝሙር ኩኮባራ) | ምልምማድ ኣደማምጻ ቃላት ህብብቲ ጋዜጠኛ ምስ ጃኒስ ፒተርሰን

    ሓጻር ፖድካስት: Kookaburra song (ደርፊ/መዝሙር ኩኮባራ) | ምልምማድ ኣደማምጻ ቃላት ህብብቲ ጋዜጠኛ ምስ ጃኒስ ፒተርሰን

    ኣብ'ዚ ናይ ሓሙሽተ ደቒቕ ኣስተምህሮ ንህብብቲ ጋዜጠኛ ቴሌቪዥን ኤስቢኤስ ጃኒስ ፒተርሰን ብምስማዕን ብምኽታልን ኣደማምጻና ከነመሓይሽ ንኽእል። ዕላማታት ናይ ሎሚ ኣስተምህሮ፣ ከመይ ጌርና ን ኬይ /k/ ን ጂ /g/ ን ፈላሊና ነድምጾም፣

    • 6 min.
    MiniPod: If a dog chews shoes | Pronunciation practice with Janice - ሓጻር ፖድካስት: If a dog chews a shoe (ከልቢ ሳእኒ እንተነኺሱ) | ምልምማድ ኣደማምጻ ቃላት ምስ ህብብቲ ጋዜጠኛ ጃኒስ ፒተ

    MiniPod: If a dog chews shoes | Pronunciation practice with Janice - ሓጻር ፖድካስት: If a dog chews a shoe (ከልቢ ሳእኒ እንተነኺሱ) | ምልምማድ ኣደማምጻ ቃላት ምስ ህብብቲ ጋዜጠኛ ጃኒስ ፒተ

    In this five-minute lesson you’ll improve your pronunciation by listening and following along with Janice Petersen. Learning objectives: Can pronounce /tʃ / and /ʃ/ (ch and sh). - ኣብ'ዚ ናይ ሓሙሽተ ደቒቕ ኣስተምህሮ ንህብብቲ ጋዜጠኛ ቴሌቪዥን ኤስቢኤስ ጃኒስ ፒተርሰን ብምስማዕን ብምኽታልን ኣደማምጻና ከነመሓይሽ ንኽእል። ዕላማታት ናይ ሎሚ ኣስተምህሮ፣ ከመይ ጌርና ን ች /tʃ / ከምኡ'ውን ሽ /ʃ/ ን ወይ (ch and sh) ፈላሊና ነድምጾም፣

    • 5 min.
    ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ግንቦት 2024)

    ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ግንቦት 2024)

    ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ኣብቲ ምስ U-S ዘለዎ ዝምድና ሓርፊፉ ይርከብ ዝብል ትሒምትሒም ከዋድቖ ፈቲኑ። ፖለቲከኛታት ፡ ኣብ ምዕራባዊ ሲድኒ ዝርከብ ባይቶ ናይ ሓደ ካውንስል፡ ናይ ተመሳሳሊ ጾታ ዘለዎም ወለዲ ትሕዝቶ ዘለዎም መጻሕፍቲ ምእጋዱ ኮኑኖም ። ዳግመ ህንጸት ታሪኻዊ መስጊድ ኣልነጃሺ ንምስላጥ ዝዓለመ ዋዕላ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

    • 15 min.
    ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ግንቦት 2024)

    ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ግንቦት 2024)

    ንሎሚ ሓሙስ 9 ግንቦት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣመንቲ ክርስትና ብፍላይ ድማ ኣመንቲ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን፡ ጾመ ኣርብዓን ሓማማትን ክጾሙ ድሕሪ ምውራሕ ኣብዚ ቕነ በዓል ትንሳኤ የብዕሉ ኣለዉ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዋና ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ቆሞስ ገብረሚካኤል ዮሃንስ ዝሃብዎ መልእኽቲ’ዩ ።ከነቕርቦ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ መንግስቲ ኤርትራ ሓዱሽ መግለጺ ዘርጊሑ ኣሎ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ሚልዮናት ነበርቲ ብሓደጋ ውሕጅ ኣንጸላልዩዎም ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ኣብቲ ምስ U-S ዘለዎ ዝምድና ሓርፊፉ ይርከብ ዝብል ትሒምትሒም ከዋድቖ ፈቲኑ። ፖለቲከኛታት ፡ ኣብ ምዕራባዊ ሲድኒ ዝርከብ ባይቶ ናይ ሓደ ካውንስል፡ ናይ ተመሳሳሊ ጾታ ዘለዎም ወለዲ ትሕዝቶ ዘለዎም መጻሕፍቲ ምእጋዱ ኮኑኖም ። ዳግመ ህንጸት ታሪኻዊ መስጊድ ኣልነጃሺ ንምስላጥ ዝዓለመ ዋዕላ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

    • 54 min.
    መንግስቲ ኤርትራ ሓዱሽ መግለጺ ዘርጊሑ። ጸብጻብ)

    መንግስቲ ኤርትራ ሓዱሽ መግለጺ ዘርጊሑ። ጸብጻብ)

    መንግስቲ ኤርትራ ሓዱሽ መግለጺ ዘርጊሑ ኣሎ። ዳግመ ህንፀት ታሪኻዊ መስጊድ ኣልነጃሺ ንምስላጥ ዝዓለመ ዋዕላ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ሚልዮናት ነበርቲ ብሓደጋ ውሕጅ ኣንጸላልዩዎም

    • 6 min.

Top-podcasts in Nieuws

Maarten van Rossem - De Podcast
Tom Jessen en Maarten van Rossem / Streamy Media
Boekestijn en De Wijk | BNR
BNR Nieuwsradio
de Volkskrant Elke Dag
de Volkskrant
De Stemming van Vullings en Van der Wulp
NPO Radio 1 / NOS / EenVandaag
NRC Vandaag
NRC
NOS Met het Oog op Morgen
NPO Radio 1 / NOS

Suggesties voor jou

Meer van SBS

SBS Mandarin - SBS 普通话电台
SBS
SBS Croatian - SBS na hrvatskom
SBS
SBS Dutch - SBS Nederlands
SBS
Slow Italian, Fast Learning - Slow Italian, Fast Learning
SBS
SBS Japanese - SBSの日本語放送
SBS
SBS Indonesian - SBS Bahasa Indonesia
SBS