SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 መስከረም 2025)

*** ምስቲ ብ ደማዊ ሰንበት ተባሂሉ ዝፍለጥ ጃምላዊ ቅትለት ናይ 1972 ዝተሓሓዝ መስርሕ ፍርዲ ጀሚሩ... *** ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብቲ ኣሰሓሓቢ ቅዱስ ስፍራ እስራኤል በአጺሑ... *** ቻይና ፡ እቲ ምስ ኣመሪካ ኣብ ዋንነት ቲክቶክ ዝግበር ሓድሽ ስምምዕ ፡ ንረብሓ ክልቲኡ ወገን ዝሰማማዕ ምዃኑ ከም እትኣምን ገሊጻ ።