SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መራሕቲ ኣውስትራሊያ ሰናይ ትምኒት ሓድሽ ዓመት ግእዝ 2018 ትምኒቶም ገሊጾም።

ቀ/ሚ ኣንተኒ ኣልበኔዝን መራሒት ሰልፊ ተቓዋሚ ሱዛን ለይን ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ግእዝ ናይ እንቋዕ ኣብጽሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።