SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ቀፂሉ።

ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ መቐለ ኣትዩ። ኣብ ከተማ ማይጨው ቦምባ ከም ዝተደርበየ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ገሊጹ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንነት ዘቕነዐ ማእሰርቲ የጋጥም ከም ዘሎ ተሓቢሩ። ምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ቀፂሉ።