SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ባሕቲ መስከረምን ሓምድ እድሪስ ዓዋተን፡ ዕላል ምስ ኣምባሳደር መሓመድ ኑር

ባሕቲ መስከረም፡ ኣብ ታሪኻ ናይ ኤርትራ፡ ቃልሲ ብዕጥቂ ዝጀመረላ ዕለት ብምዃና ብፍሉይ ትዝከር መዓልቲ እያ:: ነዚ ኣመልኪትና ካብቶም ቀዳሞት ተቓለስቲን ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ዝነበረን ነባሪ መልበርን ዝኾነ ተጋዳላይ መሓመድ ኑር ኣጀማምራን ኣማዓብላን ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራን ብዛዕባ ሓምድ እድሪስ ዓዋተን ኣዕሊሉና ኣሎ ::