SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኢትዮጵያ ነቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ዝተጀመረ ዓቢይ ግድብ ህዳሰ መሪቓ፡ ግብጺ ወግዓዊ ጥርዓን ናብ ባይቶ ጸጥታ ኣቕሪባ...

*** ኢትዮጵያ ነቲ ብነበር ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ዝተጀመረ ዓቢይ ግድብ ህዳሰ መሪቓ፡ ግብጺ ወግዓዊ ጥርዓን ናብ ባይቶ ጸጥታ ኣቕሪባ... *** እስራኤል ኣብ ቐጠር ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም... ** ኣንጂ ፖስቶጉሉ ኣሰልጣኒ ኖተንሃም ፎረስት ምዃኑ ተረጋጊጹ።