SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

እስራኤል ኣብ ቓዛ ጅምላዊ ቅትለት ከምዝፈጸመት መጽናዕቲ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ...(ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ)

*** እስራኤል ኣብ ቓዛ ጅምላዊ ቅትለት ከምዝፈጸመት መጽናዕቲ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ... *** ምስ ፖሊሲ ሰልፊ ጥምረት ብዛዕባ ለውጢ ክሊማ ብዝተሓሓዝ ኣብ ልዕሊ መራሒት ተቓዋሚት ሱሳን ሊ ጸቕጢ ቀጺሉ ... *** ኣብ ማላዊ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ድምጹ ክህብ ዝደለየ ሰብ ኩሉ ድምጹ ክህብ ዕድል ክረኽብ ዘይምኽኣሉ ኣተሓሳሳቢ ኮይኑ ተወዲኡ።