
ካብ መዕርፎ ነፈርቲ መቐለን ባህርዳርን ዝርከብዎም ክልላዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣህጉራዊ በረራታት ክጅምር ምዃኑ በዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
በዓል መዚ ሲቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ካብ ክልላዊ መዕርፎ ነፈርቲ ካብ ዝቕፅል ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሓዱሽ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብቲ ትሕቲ ከቢድ ወጥሪ ስራሕ ጀሚሩ። ኣብ ትግራይ ጉባኤ ዘተን ምርድዳእን ዝተሰምየ መድረኽ ተጀሚሩ። ሚኒስተር የማነ ገብረመስቀል፡ ልኡኽ ስዊዘርላንድ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተመያዪጡ። ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ደረጃ 'ትሑት ሰላም' ዘለወን ሃገራት ተመዲበን።
資訊
- 節目
- 頻道
- 頻率每日更新
- 發佈時間2025年8月28日 上午12:02 [UTC]
- 長度8 分鐘
- 年齡分級兒少適宜