SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ነሓሰ 2025)

ኣርእስታት ዜና፥ ኢራናውያን ኣውስትራሊያውያን ነቲ መንግስቲ ንዲፕሎማሰኛታት ኢራን ንምስጓግን ንሓለዋ ሰውራ ኢራን ኣብ ዝርዝር ግብረሽበራዊ ትካላት ንምእታው ዝወሰዶ ስጉምቲ ብሓጎስ ተቐቢሎምዎ ። ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፡ ብዛዕባ መጻኢ ቓዛ ዝምልከት ሎሚ ኣብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ዝግበር ኣኼባ ክመርሖ እዩ ። እንግሊዛዊት ኮኾብ ተጻዋቲት ኤማ ራዱካኑ ፡ ናብ ሳልሳይ መድረኽ U-S Open ሓሊፋ ኣላ ።