SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፕረዚደንት ግ/ መንግስቲ ትግራይ ታደሰ ንታሪኻዊ ምትሕግጋዝ ትግራይን ኤርትራን ዝምልከት ርእይቶ ሂቡ።

ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣባበ ማእከል መሰልጠኒ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪቓ። ኣብ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ክሳብ ሕዚ 233 ቢልዮን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊጹ። መበል ካልኣይ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ካሪቢያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መድረኽ መደረ ዘስመዐ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ሃገራት ኣፍሪካን ካሪቢያንን ኣብ እዋን ባዕዳዊ መግዛእቲ ንዝተፈፀመለን በደል ፍትሒ ክሓታ ጸዊዑ