SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መልእኽቲ መልኣከ ሰላም ኣባ ሳህለማርያም ሃይሉ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018

ንኹሎም ሰማዕቲ እንቋዕ ካብ ዘመነ ማቲዎስ ናብ ዘመነ ማርቆስ ኣብጽሓኩም እናበልና፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመተ 2018 ቅዱስ ዮሃንስን፡ መልእኽቲ ኣመሓዳሪ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ትግራይ ምስካየ ህዙናን መድሃኔ ዓለም ብርዝቤን መል ኣከ ሰላም ኣባ ሳህለ ማርያም ሃይሉ።