
ሓድሽ ወተሃደራዊ መራሒ ማዳጋስካር ፡ ፕረዚደንት ናይታ ኣፍሪቃዊት ደሴት ኰይኑ ከምዝምሕል ገሊጹ ኣሎ ። (ዕለታዊ ዜና)
ናይ ረድኤት ማካይን ናብ ጋዛን እስራኤልን ምእታው ቀጺሉ። ሓድሽ ወተሃደራዊ መራሒ ማዳጋስካር ሚካኤል ራንድሪያና ፡ ፕረዚደንት ናይታ ኣብ ኣፍሪቃ እትርከብ ደሴት ኰይኑ ከምዝምሕል ገሊጹ ኣሎ ። ሃገራዊት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ኣውስትራሊያ ሶኮሩ ኣብ ደንቨር ፡ ኮሎራዶ ኣብ እተገብረ ኣህጉራዊ ምሕዝነታዊ ግጥም፡ ብሃገራዊት ጋንታ ኣመሪካ 2-1 ተሳዒራ ።
Information
- Show
- Channel
- FrequencyUpdated Daily
- Published16 October 2025 at 2:59 am UTC
- Length13 min
- RatingClean