SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መርዓ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንተኒ ኣልበኔዝ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንተኒ ኣልበኔዝን ምስ ሕጽይቱ ጆዲ ሃይደንን ኣብ ርእሰ ከተማ እዛ ሃገር ኣብ ዝተገብረ ጽምብል ተመርዕዮም ። እታ ሃገር እቲ መርዓ መዓስ ከም ዝፍጸም ብልክዕ ክትግምት ጸኒሓ እያ ።