
ኢትዮጵያ፡ "ናይ ዘመነ ግዝኣት ኣተሓሳስባ" ሒዛ ተፈራርሓኒ ኣላ ብምባል ንግብጺ ምላሽ ሂባ። (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)
** እስራኤል ፡ ሬሳታት ጅሆ ብዘይምምላሶም ረዲኤት ናብ ቓዛ ከይኣቱ ትዓግት... ** ኣብ ትግራይ ከተማ መቐለን ከባቢኣን ዝርከቡ ሓይልታት ጸጥታ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ የካይዱ ... ** ግብጺ ንኢትዮጵያ ብጉዳይ ማይ ኒል ኣብ ተፍራርሓሉ ዘላ፡ ኢትዮጵያ "ናይ ዘመነ ግዝኣት ኣተሓሳስባ" ሒዛ ትጓዓዝ ብምባል ንግብጺ ምላሽ ሂባ።
Information
- Show
- Channel
- FrequencyUpdated Daily
- Published14 October 2025 at 11:51 pm UTC
- Length6 min
- RatingClean