SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

  1. 4d ago

    The Torres Strait Islander Flag: Land, Sea and People - ባንዴራ፡ መሬት፡ ባሕርን ህዝብን ቶረስ ስትሬት ኢይላንደር

    In Australia, you might see three flags flying together: the Australian National Flag, the Aboriginal Flag and the Torres Strait Islander Flag. Aboriginal peoples and Torres Strait Islander peoples are the two distinct Indigenous peoples of Australia, each with their own histories, cultures, languages and flag. For many Torres Strait Islander people, the flag is a powerful symbol of identity and belonging, whether they live on the islands, the mainland or overseas. - ኣብ ኣውስትራሊያ ሰለስተ ሰንደቕ ዕላማ ሓቢረን ከምበልብላ ይረኣያ እየን: - ናይ ኣውስትራሊያ ሃገራዊ ባንዴራ: ናይ ህዝብታት ኣቦርጅን ባንዴራን ናይ ቶረስ ስትረይት ኣይላንደር ባንዴራ ። ህዝብታት ኣቦርጅናውያንን ቶረስ ስትሪት ኣይላንደርን ኣብ ኣውስትራልያ ዝነብሩ ክልተ ፍሉያት ደቀባት እዮም ፣ ነፍሲ ወከፎም ነናቶም ታሪኽ ፡ ባህሊ ፡ ቋንቋታትን ባንዴራን ኣለዎም ። ሰንደቕ ዕላማ ናይ ቶረስ ስትሪት ኣይላንደራት ፡ ኣብ ደሴታት ይንበሩ ኣብ ቀንዲ መሬት ወይ ኣብ ወጻኢ ሃገር ይንበሩ ንመንነቶምን ንህላውነቶምን ዝገልጽ ሓያል ምልክት እዩ ።

    8 min

Ratings & Reviews

4.6
out of 5
10 Ratings

About

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More From SBS Audio