
ኤርትራውያን፣ ተጋሩን ካልኦት ኢትዮጵያውያንን ብዕረፍቲ ስሙይ ስነ-ጥበበኛ በረኸት መንግስትኣብ ሓዘኖም ይገልጹ ኣለዉ።
በሃር ስነ ስነጥበብኛ በረኸት መንግስትኣብ ኣብ መበል 89 ዓመቱ ሎሚ ንግሆ ኣብ ኣስመራ ከምዝዓረፈ ተፈሊጡ። ብሕልፈት ስነ ጠበበኛ በረኸት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ሓዘኖም ይገልጹ ኣለዉ፡ ነዚ ዝምልከት ዝተዳለወ ሓጺር ጸብጻብ።
資訊
- 節目
- 頻道
- 頻率每日更新
- 發佈時間2025年11月12日 下午10:12 [UTC]
- 長度4 分鐘
- 年齡分級兒少適宜