ፈለገ ጥበብ እም ፍኖተ ኣትናቴዎስ /Fnote Atnatiewos/

21. ራብዐይቲ ትእዛዝ ሳልሰይቲ ክፋል

ኣብዛ ሳልሰይቲ ክፋል፣ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፣ ከመይ ጌሩ ንቀዳም፣ ብመዓልቲ ትንሳኤኡ ብሰንበት ምልኣት ከም ዘልበሳን፣ ሰንበት ናይ ምሕረት ናይ ፈዉስን ናይ ሕድገትን ምዃና ከም ዝመሃረን፣ ክንርኢ ኢና።