
"ሕቶ ቀይሕ ባሕሪ ጉዳይ ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ዘሎ ምስሕሓብ እዩ።" ላዕለዋይ መራሒ ኦላ፡ (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)
** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራሊያን ፕረሲደንት ኣመሪካን ስምምዕ ዕደና ኣገደስቲ ማዕድናት ተፈራሪሞም... ** ካብ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ ኣብ ከባቢ ደሴት ላምፐዱሳ ተገልቢጣ፡ ኣብኣ ዝነበሩ ዓሰርተታት ስደተኛታት ሃለዋቶም ጠፊኡ።... ** “ሕቶ ቀይሕ ባሕሪ ጉዳይ ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ዘሎ ቅርሕንቲ እዩ። " ክብል ላዕለዋይ መራሒ ኦላ ገሊጹ ።
Information
- Show
- Channel
- FrequencyUpdated daily
- Published20 October 2025 at 23:20 UTC
- Length7 min
- RatingClean