SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሞስኮ፡ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብ መዳይ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ቀዳምነት እትህቦ ነገራት ከተኽብርን ክትሕግዝን ድልውቲ ምዃና ገሊጻ። (ሓጸርቲ ዜናታት 22 ጥቅምቲ 202

** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነስ እቲ ኣውስትራሊያ ምስ ኣመሪካ ጌራቶ ዘላ ስምምዕ AUKUS ኑክሌሳዊ ጸዓት ሳብማሪን ንቻይና ዝዓለመ ከምዝኾና ካብ ምግላጽ ተቖጠቢቡ። ** ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ፡ ሞስኮ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብ መዳይ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ቀዳምነት እትህቦ ነገራት ከተኽብርን ክትሕግዝን ድልውቲ ምዃና ገሊጹ። ** ጃፓን ንፈለማ እዋን ጓለንስተይቲ መራሒት ሸይማ።